Posted 3 months ago
  • ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲይ/ኮሌጅ ዝተመረቀ
  • ኣብ ጥዕና ትካል ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
  • ብዝተመደቦ/በቶ ሽፍት ፕሮግራም ንምስራሕ ፍቃደኛ ዝኮነት/ነ
  • ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ
  • ናይ ዲስፕሊን ሪከርድ ዘይብሉ/ላ

ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።

Job Features

ፆታኣይፈልን
ኣይፈልን03
ብርኪ ትምህርቲድግሪ
መበገሲ መሃያብናይ ትካል ስኬል መሰረት
ኩነታት ቁፃርኩንትራት
ስራሕ ቦታሆስፒታል ሳሉቴ
ናይ መወዳእታ ዕለት09/05/2018 ዓ.ም

Apply For This Job