Posted 3 months ago
  • ኣብ ትካልና ናይ ምስራሕ ድልየት ዘለዋ
  • ብዝተመደበቶ ፕሮግራም ክትሰርሕ ፍቃደኛ ዝኮነት
  • ኣብ ጥዕና ትካል ዝሰርሐት እንትኮይና ይምረፅ

ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።

Job Features

ፆታኣነ
ኣይፈልን02
ብርኪ ትምህርቲ10ይ ክፍልን ልዕሊኡን
መበገሲ መሃያብናይ ትካል ስኬል መሰረት
ኩነታት ቁፃርቆዋሚ
ስራሕ ቦታሆስፒታል ሳሉቴ
ናይ መወዳእታ ዕለት09/05/2018 ዓ.ም

Apply For This Job