Posted 3 months ago
  • ብሜዲካል ዶክተር ዝተመረቀ/ት
  • ዜሮን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
  • ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ
  • ኣብቲ ትካል ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ ክሰርሕ ፍቃደኛ ዝኮነ/ት

ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።

Job Features

ፆታኣይፈልን
ኣይፈልን01
ብርኪ ትምህርቲድግሪ (MD)
መበገሲ መሃያብናይ ትካል ስኬል መሰረት
ኩነታት ቁፃርቆዋሚ
ስራሕ ቦታሆስፒታል ሳሉቴ
ናይ መወዳእታ ዕለት09/05/2018 ዓ.ም

Apply For This Job