Posted 3 months ago
- ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲይ/ኮሌጅ ክሊኒካል ነርስ ዝተመረቀ/ት
- ኣብ ጥዕና ትካል ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ብዝተመደቦ/በቶ ሽፍት ፕሮግራም ንምስራሕ ፍቃደኛ ዝኮነት/ነ
- ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ
- ናይ ዲስፕሊን ሪከርድ ዘይብሉ/ላ
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ኣይፈልን | 03 |
| ብርኪ ትምህርቲ | ዲፕሎማ |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ቆዋሚ |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
