Posted 3 months ago
  • ብኦኣር ነርስ ዝተመረቀት/ቀ ኣብ መጥባሕቲ ክፍሊ ዜሮ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐት/ሐ
  • ብክሊንካል ነርስ ዝተመረቀት/ቀ ኣብ መጥባሕቲ ክፍሊ ሓደ ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ዝሰርሐት/ሐ
  • ስተሪላይዜሽን ሓዊሱ ካልኦት ንጥፈታት ክሰርሕ ዝክእል/ትክእል
  • ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ
  • ክሊራንስ ከምፅእ ዝክእል

ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።

Job Features

ፆታኣይፈልን
ኣይፈልን01
ብርኪ ትምህርቲዲፕሎማን ልዕሊኡን
መበገሲ መሃያብናይ ትካል ስኬል መሰረት
ኩነታት ቁፃርቆዋሚ
ስራሕ ቦታሆስፒታል ሳሉቴ
ናይ መወዳእታ ዕለት09/05/2018 ዓ.ም

Apply For This Job