Posted 3 months ago
- በ ኦክስጅን ኣቴንዳንት ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐ
- ኦክስጅን ጌጅ ክገጥምን ክፈትሕን ዝክእል
- ኣብ ትካልና ዘሎ ስሊንደራት ዝመልኡን ዝተወድኡን ክቆፃፀርን በቢቦትኦም ከትሕዝን ዝክእል
- መፍለይ ይልጥፍን ኣብ ኩሉ ግልጋሎት ክፍልታት ድልው ይገብር
- ባዶ ስሊንደራት ተመሊኦም ክመፁ የተሓባብር
- ዝተበላሸዩ ጌጃትን ስሊንደራትን ክፅገኑ ይሕግዝ
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ተባ |
| ኣይፈልን | 01 |
| ብርኪ ትምህርቲ | 10ይ ክፍልን ልዕሊኡን |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ኩንትራት |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
