Posted 3 months ago
  • ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተመረቀት
  • ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ብሪሰፕሽን ዝሰርሕት
  • ካብ ትሰርሐሉ ዝነበረት ትካል መልቀቅያ ክተቅርብ ትክእል

ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።

Job Features

ፆታኣነ
ኣይፈልን01
ብርኪ ትምህርቲዲፕሎማን ልዕሊኡን
መበገሲ መሃያብናይ ትካል ስኬል መሰረት
ኩነታት ቁፃርቆዋሚ
ስራሕ ቦታሆስፒታል ሳሉቴ
ናይ መወዳእታ ዕለት09/05/2018 ዓ.ም

Apply For This Job