- ኣብ ትካልና ናይ ምስራሕ ድልየት ዘለዋ
- ብዝተመደበቶ ፕሮግራም ክትሰርሕ ፍቃደኛ ዝኮነት
- ኣብ ጥዕና ትካል ዝሰርሐት እንትኮይና ይምረፅ
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣነ |
| ኣይፈልን | 02 |
| ብርኪ ትምህርቲ | 10ይ ክፍልን ልዕሊኡን |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ቆዋሚ |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
- ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተመረቀት
- ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ብሪሰፕሽን ዝሰርሕት
- ካብ ትሰርሐሉ ዝነበረት ትካል መልቀቅያ ክተቅርብ ትክእል
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣነ |
| ኣይፈልን | 01 |
| ብርኪ ትምህርቲ | ዲፕሎማን ልዕሊኡን |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ቆዋሚ |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
- በ ኦክስጅን ኣቴንዳንት ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐ
- ኦክስጅን ጌጅ ክገጥምን ክፈትሕን ዝክእል
- ኣብ ትካልና ዘሎ ስሊንደራት ዝመልኡን ዝተወድኡን ክቆፃፀርን በቢቦትኦም ከትሕዝን ዝክእል
- መፍለይ ይልጥፍን ኣብ ኩሉ ግልጋሎት ክፍልታት ድልው ይገብር
- ባዶ ስሊንደራት ተመሊኦም ክመፁ የተሓባብር
- ዝተበላሸዩ ጌጃትን ስሊንደራትን ክፅገኑ ይሕግዝ
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ተባ |
| ኣይፈልን | 01 |
| ብርኪ ትምህርቲ | 10ይ ክፍልን ልዕሊኡን |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ኩንትራት |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
- ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲይ/ኮሌጅ ዝተመረቀ/ት
- ኣብ ጥዕና ትካል ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ብዝተመደቦ/በቶ ሽፍት ፕሮግራም ንምስራሕ ፍቃደኛ ዝኮነ/ት
- ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ
- ናይ ዲስፕሊን ሪከርድ ዘይብሉ/ላ
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ኣይፈልን | 03 |
| ብርኪ ትምህርቲ | ድግሪ |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ኩንትራት |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
- ብኦኣር ነርስ ዝተመረቀት/ቀ ኣብ መጥባሕቲ ክፍሊ ዜሮ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐት/ሐ
- ብክሊንካል ነርስ ዝተመረቀት/ቀ ኣብ መጥባሕቲ ክፍሊ ሓደ ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ዝሰርሐት/ሐ
- ስተሪላይዜሽን ሓዊሱ ካልኦት ንጥፈታት ክሰርሕ ዝክእል/ትክእል
- ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ
- ክሊራንስ ከምፅእ ዝክእል
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ኣይፈልን | 01 |
| ብርኪ ትምህርቲ | ዲፕሎማን ልዕሊኡን |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ቆዋሚ |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
- ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲይ/ኮሌጅ ክሊኒካል ነርስ ዝተመረቀ/ት
- ኣብ ጥዕና ትካል ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ብዝተመደቦ/በቶ ሽፍት ፕሮግራም ንምስራሕ ፍቃደኛ ዝኮነት/ነ
- ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ
- ናይ ዲስፕሊን ሪከርድ ዘይብሉ/ላ
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ኣይፈልን | 03 |
| ብርኪ ትምህርቲ | ዲፕሎማ |
| መበገሲ መሃያ | ብናይ ትካል ስኬል መሰረት |
| ኩነታት ቁፃር | ቆዋሚ |
| ስራሕ ቦታ | ሆስፒታል ሳሉቴ |
| ናይ መወዳእታ ዕለት | 09/05/2018 ዓ.ም |
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
- ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲይ/ኮሌጅ ዝተመረቀ

- ብሜዲካል ዶክተር ዝተመረቀ/ት
- ዜሮን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ዝተሓደሰ ሞያ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ
- ኣብቲ ትካል ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ ክሰርሕ ፍቃደኛ ዝኮነ/ት
ምዝገባ ቦታ፡ መ/ሆስፒታል ሳሉቴ (ዓዲ-ሽምድሑን ካብ ጂጂ ሆቴል ንኣንፈት ምብራቅ)
ንምዝገባ ዘድልዩ፡ ሲቪ፣ ግዚኡ ዘይሓለፎ ሞያ ፍቃድ፣ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ(ናይ 10ይ ወይ 12+፣ ናይ ዲፕሎማ/ድግሪ ሰርቲፊኬትን ስቱደንት ኮፒን)፣ ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ።
Job Features
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ኣይፈልን | 01 |
| ብርኪ ትምህርቲ | ድግሪ (MD) |